ספר מתכונים ללא גלוטן בתיגריניה

30.08.26

ללא קטגוריה

መጽሓፍ ኣሰራርሓ መግቢ

ካብ ግሉተን ነጻ ዝኾነ

ብትግርኛ

ኣብ ገዛ ዝበሰለ:ንኹሉ ዝባጻሕ: ቀመማት : ከምኡ እውን ትሑት ዋጋ ዘለዎም መግቢ

ንማሕበረሰብ ሓተቲ ዑቕባ ኣብ እስራኤል

እዚ መጽሓፍ ኣሰራርሓ መግቢ ንማሕበረሰብ ሓተቲ ዑቕባ ኣብ እስራኤል ዝዓለመ ኮይኑ፡ ብቋንቋ ትግርኛ ካብ ግሉተን ነጻ ዝኾኑ ኣሰራርሓ መግቢ ዝሓዘ እዩ።

ካብ ግሉተን ነጻ ዝኾነ ምግቢ ንምፍጣር ዝቐረበ ሓሳብ::

እዚ ሓሳብ'ዚ ካብ ሓንቲ:ንሳን ደቃን ምስ ሕማም ሲልያክ ዝነብሩ ኣደ ዝመንጨወ እዩ። ዕላማ ናይቲ ፕሮጀክት፡ ምስ ምሕላው ካብ ግሉተን ነጻ ዝኾነ ኣመጋግባ ዝተኣሳሰር ፋይናንሳዊ ብድሆታት ብምግንዛብ፡ ኣብ ገዛ ብቐሊሉ ዝርከቡን ትሑት ዋጋ ዘለዎምን ቀመማት ገዛ : ዝተመርኮሰ ምምዕባል መግቢ እዩ ነይሩ። እቲ ፕሮጀክት ከም ኣካል ናይቲ ‘ኪኖ ውልቃዊ ስራሕ ጉዳይ ብማክሮ ደረጃ ምትእትታው’ ኣብ እዋን ምምዳብ ብርጭቆ- ባላይ ዝተባህለት ተማሃሪት ማሕበራዊ ሰራሕተኛ ኣብ ሜዳ ዝተኻየደ እዩ።

መተሓሳሰቢ፡ በጃኹም ኩሎም ጥረ ቀመማትን ቀመማትን ብግልጺ "ካብ ግሉተን ነጻ" ዝብል ምልክት ከም ዘለዎም ኣረጋግጹ፡ ኣብ ክሽነ ድማ መስቀላዊ (ተሳጋሪ)ብከላ ከይፍጠር ተጠንቀቑ።

 

ספר מתכונים זה מיועד לקהילת מבקשי המקלט בישראל, ומרכז מתכונים ללא גלוטן בשפה התיגרינית.

הרעיון להכנת התפריטים נבע מליווי פונה אשר היא וילדיה מתמודדים עם צליאק.

מטרת הפרויקט הייתה ליצור תפריטים המבוססים על מצרכים ביתיים זמינים ובעלות נמוכה, מתוך הבנה של הקושי הכלכלי הכרוך בתזונה ללא גלוטן.

הפרויקט בוצע במסגרת התערבות מעבר לרמת הפרט במהלך ההכשרה המעשית של ברצ'קו בלאי, סטודנטית לעבודה סוציאלית.

הערה: יש לוודא שכל חומרי הגלם והתבלינים מסומנים בפועל כ״ללא גלוטן״, ולמנוע זיהום משני במטבח.

חזרה למעלה